SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ሓይልታታ ካብ ግዝኣት ሱዳን ከየውጸአትን እቲ መሬት ናይ ሱዳን ከም ዝኾነ ኣፍልጦ ከይሃበትን ንልዝብ ቅርብቲ ከም ዘይኮነት ሱዳን ገሊጻ።(ሓጸርቲ ጸብጻባት)

Homeland Report
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ፥ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሴ ካብቲ ዝተሓስበሊ ጊዜ ከምዘይተሕልፍን ብጀካ ሕብረት ኣፍሪቃ ካልእ ሞንገኛ ኣብቲ ልዝብ ከም ዘይትቕበል ሓቢራ። ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክመርሕ ብቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝተመዝዘ ተጋዳላይ ህወሓት ዝነበረ ጀነራል ዮሐንስ ገብረመስቀል እቲ ኣብ ትግራይ ምስ ህወሓት ዝገጠመሉ ውግእ "ረሳሕ ኩናት" ብምባል ብልዝብ ክፍታሕ ድሌት ከም ዘለዎ ንኣምባሳደራት ተዛሪቡ። ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ልዕሊ 40 ወረዳታት ከቢድ ድርቂ ኣጋጢሙ። ብተቓውሞ ኣብ ዓፋር ተዓጽዩ ዝነበረ መገዲ ኣዲስ ኣበባ ጁቡቲ ብሓይልታት ፌደራል ተኸፊቱ። ዝብሉ ኣርእስታት ጸብጻባት ሉኡኽና እዮም፡ ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኢትዮጵያ፥ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሴ ካብቲ ዝተሓስበሊ ጊዜ ከምዘይተሕልፍን ብጀካ ሕብረት ኣፍሪቃ ካልእ ሞንገኛ ኣብቲ ልዝብ ከም ዘይትቕበል ሓቢራ። ንሰራዊት ኢትዮጵያ ክመርሕ ብቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ዝተመዝዘ ተጋዳላይ ህወሓት ዝነበረ ጀነራል ዮሐንስ ገብረመስቀል እቲ ኣብ ትግራይ ምስ ህወሓት ዝገጠመሉ ውግእ "ረሳሕ ኩናት" ብምባል ብልዝብ ክፍታሕ ድሌት ከም ዘለዎ ንኣምባሳደራት ተዛሪቡ። ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ልዕሊ 40 ወረዳታት ከቢድ ድርቂ ኣጋጢሙ። ብተቓውሞ ኣብ ዓፋር ተዓጽዩ ዝነበረ መገዲ ኣዲስ ኣበባ ጁቡቲ ብሓይልታት ፌደራል ተኸፊቱ። ዝብሉ ኣርእስታት ጸብጻባት ሉኡኽና እዮም፡ ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now