SKIP TO MAIN CONTENT

ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ተጋሩ ናብ ትግራይ ይምለሱ፡ ንሰሜን እዝ ክመርሕ ዝተላእከ ጀነራል ጀማል ካብ መቐለ ተሰጉጒ።

Homeland Report
Source: EBC

እቲ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ - መቐለ ብሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ተኸልኪሉ ዝተመልሰ ጀነራል ጀማል ዝተብሃለ ኣዛዚ ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዕዝ ሰሜን ምክትል ኣዛዚ ኮይኑ ክሰርሕ ዝተመዘዘ እዩ ተባሂሉ። ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ መዝነቶም ጠንጢኖም ናብ መቐለ ከም ዘቕንዑ ኢትዮ 360 ኣማስያኡ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እቲ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ - መቐለ ብሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ተኸልኪሉ ዝተመልሰ ጀነራል ጀማል ዝተብሃለ ኣዛዚ ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዕዝ ሰሜን ምክትል ኣዛዚ ኮይኑ ክሰርሕ ዝተመዘዘ እዩ ተባሂሉ። ሰለስተ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያ መዝነቶም ጠንጢኖም ናብ መቐለ ከም ዘቕንዑ ኢትዮ 360 ኣማስያኡ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now