Source: Getty Imagesኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ ዓዲቀይሕ ልዕሊ 650 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኢትዮጵያ ካብ ዓርቢ ጀሚራ እተቋርጾ ሓገዝ ዋጋ ነዳዲ ፤ ነቲ ከቢዱ ዘሎ ዓጸቦ መነባብሮ ከየጋድድ ተሰጊኡ። ኣብ ጁቡቲ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ዓጸቦ ከም ዘለዉ ተዛሪቦም።
ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ ዓዲቀይሕ ልዕሊ 650 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኢትዮጵያ ካብ ዓርቢ ጀሚራ እተቋርጾ ሓገዝ ዋጋ ነዳዲ ፤ ነቲ ከቢዱ ዘሎ ዓጸቦ መነባብሮ ከየጋድድ ተሰጊኡ። ኣብ ጁቡቲ ዝርከቡ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ዓጸቦ ከም ዘለዉ ተዛሪቦም።