Source: SBS Tigrinyaሚንስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝሓለፈ ሰሙን 'ብመራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ ዝተቓለሐ' መግለጺ ሓላፍነት ዝጎደሎ እዩ ኢሉዎ። ብዛዕባ’ቲ ኣብዚ ሰሙን ዝወጸ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም ዝብል ሓበሬታ ግን ዝበሎ የለን።
ሚንስትሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዝሓለፈ ሰሙን 'ብመራኸብቲ ሓፋሽ ትግራይ ዝተቓለሐ' መግለጺ ሓላፍነት ዝጎደሎ እዩ ኢሉዎ። ብዛዕባ’ቲ ኣብዚ ሰሙን ዝወጸ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም ዝብል ሓበሬታ ግን ዝበሎ የለን።