SKIP TO MAIN CONTENT

ተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ "ክሕቆፉ ዘግብር ሕጊ ክንፈጥር ኣለና፡ በዚ ድማ ብሕጊ ሓለዋ ይህልዎም።” ፖፕ ፍራንሲስ። (ካብ ዕለታዊ ዜና)

Pope Francis Holds His Weekly Audience
Pope Francis leaves the Paul VI Hall at the end of his weekly audience on October 21, 2020 in Vatican Source: Getty Images Europe

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ #ኢራንን ራሻን ኣብ ናይ ኣመሪካ ምርጫ ጣልቃ ክኣትዋ ይፍትና ኣለዋ ብምባል ሰብ መዚ ጸጥታ ኣመሪካ ከሲሶም። #ኣመሪካዊያን ድምጾም ክህቡ ንምንታይ ከምዘድሊ ንምግላጽ ናይ ቀደም ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ኣብጎስጓስ ምርጫ ኣመሪካ 2020 ዳግም ተቐልቂሉ። #ኣብ ቪክቶሪያ ሎሚ 5 ሓደሽቲ ሰባት ብ COVID-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም ዝሞተ ግና ኣይነበረን። #ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ጎልፍ ኣዳም ስኮት ብኮቪድ-19 ተለኺፉ በዚ ድማ ካብቲ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ዉድድር ጎልፍ ክወጽእ ተገዲዱ ኣሎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ #ኢራንን ራሻን ኣብ ናይ ኣመሪካ ምርጫ ጣልቃ ክኣትዋ ይፍትና ኣለዋ ብምባል ሰብ መዚ ጸጥታ ኣመሪካ ከሲሶም። #ኣመሪካዊያን ድምጾም ክህቡ ንምንታይ ከምዘድሊ ንምግላጽ ናይ ቀደም ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ኣብጎስጓስ ምርጫ ኣመሪካ 2020 ዳግም ተቐልቂሉ። #ኣብ ቪክቶሪያ ሎሚ 5 ሓደሽቲ ሰባት ብ COVID-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም ዝሞተ ግና ኣይነበረን። #ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ጎልፍ ኣዳም ስኮት ብኮቪድ-19 ተለኺፉ በዚ ድማ ካብቲ ኣብ ኣመሪካ ዝግበር ዘሎ ዉድድር ጎልፍ ክወጽእ ተገዲዱ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now