SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 8 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ብዛዕባ ኣብ ቦታ ስራሕ ዝፍጸም ወሲባዊ ግህሰት ዝቐረበ ጸብጻብ ፣ ብከፊል፡ ብመትከል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝቕበሎ ይገልጽ ። *** ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዶብ ምኽንያት ዝሰሓሓብኦ ዘለዋ ጉዳይ ብሰላም ክፈትሓኦ ኣመሪካ ጸዊዓ። *** ኣብ ጃፓን ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ኦሳካ ዝርከብ ከባቢ ብቫይረስ ኮሮና ተለቢዱ ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ብምቕራቡ ስነስርዓት ምውላዕ ሽግ ኦሎምፒክ ንኽስርዝን

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ፈደራላዊ መንግስቲ ነቲ ብዛዕባ ኣብ ቦታ ስራሕ ዝፍጸም ወሲባዊ ግህሰት ዝቐረበ ጸብጻብ ፣ ብከፊል፡ ብመትከል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ከም ዝቕበሎ ይገልጽ ። *** ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዶብ ምኽንያት ዝሰሓሓብኦ ዘለዋ ጉዳይ ብሰላም ክፈትሓኦ ኣመሪካ ጸዊዓ። *** ኣብ ጃፓን ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ኦሳካ ዝርከብ ከባቢ ብቫይረስ ኮሮና ተለቢዱ ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ብምቕራቡ ስነስርዓት ምውላዕ ሽግ ኦሎምፒክ ንኽስርዝን

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now