Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ዕድሚኦም 16 ን 17 ን ዝኾኑ መንእሰያት ናይ ኮቪድ-19 መደንፍዒ ክታበት ክኽተቡ ጀሚሮም... ** ሚኒስተር ኣገልግሎት ክንክን ኣረጋዊያን ካብ ስልጣኑ ክወርድ መራሒ ሰልፊ ለበር ጸዊዑ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይሊታት ኲናት ደው ኣቢሎም ዘተ ክጅምሩ ዋና ጸሓፊ ዉሕሃ ጸዊዑ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ዕድሚኦም 16 ን 17 ን ዝኾኑ መንእሰያት ናይ ኮቪድ-19 መደንፍዒ ክታበት ክኽተቡ ጀሚሮም... ** ሚኒስተር ኣገልግሎት ክንክን ኣረጋዊያን ካብ ስልጣኑ ክወርድ መራሒ ሰልፊ ለበር ጸዊዑ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይሊታት ኲናት ደው ኣቢሎም ዘተ ክጅምሩ ዋና ጸሓፊ ዉሕሃ ጸዊዑ።