SKIP TO MAIN CONTENT

ኮሮና ቫይረስ ንዓለም መመሊሱ የጨንቓ ከምዘሎ ተገሊጹ። (ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜና)

Another sunny March morning at Manly Beach, Sydney
Another sunny March morning at Manly Beach, Source: SBS

ኣርእስታት ዜና፡ ካብ ክልተ ዕቑድ ዓመታት ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት ኣብ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ሙቐት እናነውሐ ወቕቲ ቁሪ ወይ ዊንተር ድማ እናሓጸረ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 11 ኣዋርሕ ንሳልሳይ ግዜ ምርጫ ይግበር ኣሎ። ስደተኛታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ግሪክ ክኣትዉ ዝፍትኑ ናብዝነበርዎ ከምዝምለሱ መጠንቀቕታ ቀሪቡ። ኮሮና ቫይረስ ንዓለም መመሊሱ የጨንቓ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ካብ ክልተ ዕቑድ ዓመታት ብዝተረኽበ ሓበሬታ መሰረት ኣብ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ሙቐት እናነውሐ ወቕቲ ቁሪ ወይ ዊንተር ድማ እናሓጸረ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ እስራኤል ኣብ ውሽጢ 11 ኣዋርሕ ንሳልሳይ ግዜ ምርጫ ይግበር ኣሎ። ስደተኛታት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ግሪክ ክኣትዉ ዝፍትኑ ናብዝነበርዎ ከምዝምለሱ መጠንቀቕታ ቀሪቡ። ኮሮና ቫይረስ ንዓለም መመሊሱ የጨንቓ ከምዘሎ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now