ኣርእስታት ዜና፡ ድሕረ ኮሮና ቫይረስ እቶም ብፋይናንሲያዊ መዳይ ኣዚዮም ዝህሰዩ መንእሰያት ምዃኖም ሓድሽ መጽናዕቲ ሓቢሩ። ኣብዚ እዋን ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ንኮሮና ቫይረስ መርመራ ዘግብር ምሉእ ዝሰርሕ ላባራቶሪ ከምዘለወን ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣረጋጊጹ። ኢትዮጵያ ክሳብ መወዳእታ 2020 ኣብዘሎ ግዜ ክሳብ ፍርቂ ሚሊዮን ብተመለስቲ ስደተኛታት ከምተዕለቕልቕ ዉሕሃ ገሊጹ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ እቲ ናይ ዓለም ዝዓበየ ዉድድር ማራቶን ተሰሪዙ።
Share






