SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ናይ ኣውስትራሊያ መስርሕ ክታበት ገለ ምድንጓያት የጋጥሞ ኣሎ ። *** መራሕቲ ኤውሮጳዊ ኅብረት ፡ ንዜጋታት ኤውሮፓዊ ሕብረት ናይ ክታበት ወረቐት ምስክር ዝምልከት ስምምዕ ኣብ መወዳእታ መድረኹ የብጽሕዎ ኣለዉ ። *** ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም ። *** ኲንስላንድ ን2032 ክረምታዊ ውድድር ኦሎምፒክን ፓራሊምፒክን ከተአንግድ ምስያማ ብወግዒ ተፈሊጡ ። *** 15 ተጋሩ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም ዉሕሃ ኣብ ጁባ ኢዶም ሂቦም *** መንግስቲ ሶማሊያን ተቓወምቱን ምርጫ ዝገብርሉ ዕለት ቀልጢፎም እንተዘይ ኣፍሊጦም ኣብቲ ዞባ ከቢድ ቅልውላው ክፍጠር ምዃኑ መጠንቀቕታ ቀሪቡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ናይ ኣውስትራሊያ መስርሕ ክታበት ገለ ምድንጓያት የጋጥሞ ኣሎ ። *** መራሕቲ ኤውሮጳዊ ኅብረት ፡ ንዜጋታት ኤውሮፓዊ ሕብረት ናይ ክታበት ወረቐት ምስክር ዝምልከት ስምምዕ ኣብ መወዳእታ መድረኹ የብጽሕዎ ኣለዉ ። *** ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም ። *** ኲንስላንድ ን2032 ክረምታዊ ውድድር ኦሎምፒክን ፓራሊምፒክን ከተአንግድ ምስያማ ብወግዒ ተፈሊጡ ። *** 15 ተጋሩ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም ዉሕሃ ኣብ ጁባ ኢዶም ሂቦም *** መንግስቲ ሶማሊያን ተቓወምቱን ምርጫ ዝገብርሉ ዕለት ቀልጢፎም እንተዘይ ኣፍሊጦም ኣብቲ ዞባ ከቢድ ቅልውላው ክፍጠር ምዃኑ መጠንቀቕታ ቀሪቡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now