SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 25 መጋቢት 2021

News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** መንግስቲ ቪክቶሪያ ካብ 8 ሚያዝያ ጀሚሩ ኣህጉራዊ በረራታት ናብ መልበርን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ ። *** ፈደራላዊ መንግስቲ ፡ ኢንዱስትሪ ስነ-ጥበብን መዘናግዕን ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብዝወረዶ ዕንወት ንኽሓዊ ፡ 135 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ ። *** መትረብ ስወጽ ፡ ኣብ ዓለም ዝዓበየት ናይ ጽዕነት መርከብ ስለዝዓገተቶ 10 ዚጐዓዛ ጃላቡ ነታ መርከብ ንምውጻእ ይቃለሳ ኣለዋ። ኢትዮጵያዊያን ብፌስቡክ እንተዘይኮይኑ ምስ ሰራዊት ክዓጥቁ ከምዘይደልዩን፡ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ክብል ተዛሪቡ *** ሎሚ ኣብ መንጎ ጋንታታት ካርልተንን ኮሊንግዉድን ኣብ ዝግበር ግጥም ኤኤፍ ኤል ክሳብ 75,000 ዝበጽሑ ሰባት ኣብ መልበርን መጻወቲ ሜዳ ክርኬት ብ ኣካል ተረኺቦም ክርእይዎ እዩም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** መንግስቲ ቪክቶሪያ ካብ 8 ሚያዝያ ጀሚሩ ኣህጉራዊ በረራታት ናብ መልበርን ከምዝጅምር ኣፍሊጡ ። *** ፈደራላዊ መንግስቲ ፡ ኢንዱስትሪ ስነ-ጥበብን መዘናግዕን ካብ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ካብዝወረዶ ዕንወት ንኽሓዊ ፡ 135 ሚልዮን ዶላር ወጻኢ ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ ። *** መትረብ ስወጽ ፡ ኣብ ዓለም ዝዓበየት ናይ ጽዕነት መርከብ ስለዝዓገተቶ 10 ዚጐዓዛ ጃላቡ ነታ መርከብ ንምውጻእ ይቃለሳ ኣለዋ። ኢትዮጵያዊያን ብፌስቡክ እንተዘይኮይኑ ምስ ሰራዊት ክዓጥቁ ከምዘይደልዩን፡ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ክብል ተዛሪቡ *** ሎሚ ኣብ መንጎ ጋንታታት ካርልተንን ኮሊንግዉድን ኣብ ዝግበር ግጥም ኤኤፍ ኤል ክሳብ 75,000 ዝበጽሑ ሰባት ኣብ መልበርን መጻወቲ ሜዳ ክርኬት ብ ኣካል ተረኺቦም ክርእይዎ እዩም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now