SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (21 መጋቢት 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብቲ ናይ መጀመርያ መራሕቲ ናይ ፈደራል ምርጫ ጎስጓስ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ሓለዋ ዶባት ፖሊሲታት ቀንዲ ኣርእስቲ ኮይኑ ኣምስዩ። ። ** ሰራዊት ሩስያ ፡ ነቲ ሳማት ኢ-ሲ-ቢ-ኤም ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃገራት ዝጠሓሕስ ሓድሽ ባለስቲክ ሚሳይል ዕዉት ፈተነ ከምዘካየደ ይገልጽ ** ኣዳለውቲ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ ዊምበልደን ፡ ኣብዚ ዓመት እዚ ብሰንኪ እቲ ኣብ ዩክረይን ዝግበር ዘሎ ውግእ ፡ ተጻወትቲ ተኒስ ሩስያን ቤላሩስን ኣብቲ ፍጻመ ከይወዳደሩ ኺእግዱ እዮም ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብቲ ናይ መጀመርያ መራሕቲ ናይ ፈደራል ምርጫ ጎስጓስ ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ሓለዋ ዶባት ፖሊሲታት ቀንዲ ኣርእስቲ ኮይኑ ኣምስዩ። ። ** ሰራዊት ሩስያ ፡ ነቲ ሳማት ኢ-ሲ-ቢ-ኤም ብዝብል ስም ዝፍለጥ ሃገራት ዝጠሓሕስ ሓድሽ ባለስቲክ ሚሳይል ዕዉት ፈተነ ከምዘካየደ ይገልጽ ** ኣዳለውቲ ዉድድራት ባይታ ቴኒስ ዊምበልደን ፡ ኣብዚ ዓመት እዚ ብሰንኪ እቲ ኣብ ዩክረይን ዝግበር ዘሎ ውግእ ፡ ተጻወትቲ ተኒስ ሩስያን ቤላሩስን ኣብቲ ፍጻመ ከይወዳደሩ ኺእግዱ እዮም ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now