ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (8 ሕዳር 2021)

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓፈሻዊ ሕክምና (G-Ps) ን ፋርማሲታትን ኣብቲ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወሃብ ናይ መደንፍዒ ክታበት ኮቪድ-19 ክህባ ክጅምራ እየን። ** ስልጣን ንምቁጽጻር ድሌት የብልናን ክብል፡ ኣፈኛ መንግስቲ ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ። ** ጋንታ ራግቢ Wallabies' ብናይ ስኮትላንድ ኣብ ኢዲንበርግ ተሳዒራ።
Share