ኣርእስታት ዜና፡ ** ሎሚ ኣብ ቪክቶሪያ 25 ሰባት ብኮሮና ቫይረስ ሞይቶም ** ምስ Ruby Princess ተተሓሒዙ ዝተፈጥረ ጌጋንን ዘስዓቦ ሞትን መልከፍት ኣመልኪታ ናይ New South Wales ወግዓዊ ይቕረታ ሓቲታ ** ኣብ ሓመቓድሾ ሓደ ሆቴል ኣልሸባብ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብዙሓት ሰባት ተቐቲሎም። **ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ፖለቲከኛታትን ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛታትን ምስ ጠበቓታቶም ከይራኸቡ ብምኽልካሎም ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ህዩማን ሪይትስ ዎች ኣፍሊጡ። ** ምርጫ ኒውዚላንድ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ብ ሓደ ወርሒ ተናዊሑ።
Share






