SKIP TO MAIN CONTENT

ሰራዊት ፈደራል ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ትግራይን ግጭት ደው ኣቢሎም ጸገሞም ብሰላም ክፈትሑ ዋና ጸሓፊ ዉሕሃ ጸዊዑ።

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ **ጆ ቫይደን እኹል ድምጺ ረኺቡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ **ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ካብ ዝመጽእ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ መልበርን ክፈሪ ክጅምር እዩ። **ሰራዊት መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ትግራይን ኣብ ኲናት ከምዝተጸምዱ ተጸብጺቡ። **ኣብ ዓለም መልከፍቲ COVID-19 ልዕሊ 46.8 ሚልዮን በጺሑ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ድማ ልዕሊ 1.2 ምልዮን ሓሊፉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ **ጆ ቫይደን እኹል ድምጺ ረኺቡ ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ **ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮና ቫይረስ ካብ ዝመጽእ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ መልበርን ክፈሪ ክጅምር እዩ። **ሰራዊት መንግስቲ ፈደራል ኢትዮጵያን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ትግራይን ኣብ ኲናት ከምዝተጸምዱ ተጸብጺቡ። **ኣብ ዓለም መልከፍቲ COVID-19 ልዕሊ 46.8 ሚልዮን በጺሑ በዚ ቫይረስ ዝሞቱ ድማ ልዕሊ 1.2 ምልዮን ሓሊፉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now