SKIP TO MAIN CONTENT

ቀ/ሚ ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክን ሲቪል መራሕቲን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም (ካብ ዜና 25 ጥቅምቲ 2021)

Sudan unrest
Source: EPA

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ተመሃሮ ናብ ክፍሊታት ከይዶም ክመሃሩ ጀሚሮም ። ** ወታሃደራዊ ሓይልታት ሰኑይ ወጋሕታ ንሓያሎ አባላት ሲቪላዊ መሪሕነት ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ኣል ሃዳድ ቲቪ ጸብጺቡ ፡ ሓደ ፍሉጥ ጉጅለ ደሞክራሲ ፡ ሱዳናውያን ዝኾነ ወታሃደራዊ ዕልዋ ንክፍጽሙ ናብ ጎደናታት ክወስዱ ጸዊዑ ። ምንጭታት ስድራቤት ንሮይተርስ ከም ዝሓበርዎ: ወተሃደራውያን ሓይልታት ኣብ ቤት ናይቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ኣማኻሪ ብማዕበል ብምእታው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮሞ ። ** ዘይተኸትቡ ተጻወትቲ ኣብቲ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣውስትራሊያ ኦፐን ዉድድራት ባይታ ተኒስ ክሳተፉ ክፍቀደሎም እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ተመሃሮ ናብ ክፍሊታት ከይዶም ክመሃሩ ጀሚሮም ። ** ወታሃደራዊ ሓይልታት ሰኑይ ወጋሕታ ንሓያሎ አባላት ሲቪላዊ መሪሕነት ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም ኣል ሃዳድ ቲቪ ጸብጺቡ ፡ ሓደ ፍሉጥ ጉጅለ ደሞክራሲ ፡ ሱዳናውያን ዝኾነ ወታሃደራዊ ዕልዋ ንክፍጽሙ ናብ ጎደናታት ክወስዱ ጸዊዑ ። ምንጭታት ስድራቤት ንሮይተርስ ከም ዝሓበርዎ: ወተሃደራውያን ሓይልታት ኣብ ቤት ናይቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ናይ መራኸቢ ብዙሃን ኣማኻሪ ብማዕበል ብምእታው ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮሞ ። ** ዘይተኸትቡ ተጻወትቲ ኣብቲ ናይ ዝመጽእ ዓመት ኣውስትራሊያ ኦፐን ዉድድራት ባይታ ተኒስ ክሳተፉ ክፍቀደሎም እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now