SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 31 ታሕሳስ 2020 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ቪክቶሪያ ሰለስተ ሓደሽቲ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ድማ 10 ተ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት ተረኺቦም ** 32 ዜጋታት ሓድሽ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣረጋጊጹ። ** ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ንፈጻሚ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣብ ካይሮ ጸዊዑ ሓቲትዎ። ** ኣብ ኢጣልያ ብምርባሕ ኣጣልን ኣጅቦ ብምድላውን እትፍለጥ ኢትዮጵያዊት ስደተኛ ኣጊቱ ጉደታ ኣብ መንበሪ ገዛኣ ሞይታ ከምዝተረኽበት፡ ** መንግስቲ ኡጋንዳ ንተቓዋሚ ፖለቲከኛ ድምጻዊ ቦቢ ዋይን ዳግማይ ኣሲርዎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ቪክቶሪያ ሰለስተ ሓደሽቲ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ድማ 10 ተ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ሰባት ተረኺቦም ** 32 ዜጋታት ሓድሽ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣረጋጊጹ። ** ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ንፈጻሚ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣብ ካይሮ ጸዊዑ ሓቲትዎ። ** ኣብ ኢጣልያ ብምርባሕ ኣጣልን ኣጅቦ ብምድላውን እትፍለጥ ኢትዮጵያዊት ስደተኛ ኣጊቱ ጉደታ ኣብ መንበሪ ገዛኣ ሞይታ ከምዝተረኽበት፡ ** መንግስቲ ኡጋንዳ ንተቓዋሚ ፖለቲከኛ ድምጻዊ ቦቢ ዋይን ዳግማይ ኣሲርዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now