SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 10 ታሕሳስ 2020 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ራሻ ሰራሕተኛታት ጥዕና እቲ Sputnik-V [[five]] ዝበሃል ናይ ኮቪድ-19 ክታበት እናወሰዱ ዘርእይ ስእሊ ዘርጊሓ። ** ሓደ ወዲ 18 ዓመት መንእሰይ ናይ ሕሉፋት የማናዊያን ነገራት ኣብ ኦንላይን ክዝርግሕ ዝተኸታተሉ መርመርቲ ብግብረሽበራዊ ስራሕ ተኸሲሱ። ** ኣውስትራሊያ ምስ ህንዲ ክልተኣዊ ናይ ነጻ ስምምዕ ንግዲ ክትገብር ክትዝቲ ጀሚራ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኑ ሰላማዊያን ሰባት ይጎድእ ኣሎ ክትብል ናይ ዉሕሃ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብ ኣዊ መሰላት ኣጠንቂቓ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይ ብዘለዉ ኣባላት ቤተሰቦም ሻቕሎቶም ገሊጾም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ራሻ ሰራሕተኛታት ጥዕና እቲ Sputnik-V [[five]] ዝበሃል ናይ ኮቪድ-19 ክታበት እናወሰዱ ዘርእይ ስእሊ ዘርጊሓ። ** ሓደ ወዲ 18 ዓመት መንእሰይ ናይ ሕሉፋት የማናዊያን ነገራት ኣብ ኦንላይን ክዝርግሕ ዝተኸታተሉ መርመርቲ ብግብረሽበራዊ ስራሕ ተኸሲሱ። ** ኣውስትራሊያ ምስ ህንዲ ክልተኣዊ ናይ ነጻ ስምምዕ ንግዲ ክትገብር ክትዝቲ ጀሚራ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ዝግበር ዘሎ ኲናት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኑ ሰላማዊያን ሰባት ይጎድእ ኣሎ ክትብል ናይ ዉሕሃ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብ ኣዊ መሰላት ኣጠንቂቓ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይ ብዘለዉ ኣባላት ቤተሰቦም ሻቕሎቶም ገሊጾም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now