SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ጥልያን፡ ካብቲ ካብ መፋርቕ መጋቢት ክርአ ዝጸንሐ ብዝሒ መዓልታዊ ብኮረና ቫይረስ ሞት ነክዩ። (ካብ ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
Pope Francis presides over the Via Crucis or Way of the Cross ceremony in St. Peter's Square empty of the faithful Source: AP

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ቻይና ፡ ዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተኸሲቱ ከይከውን ተሰጊኡ። ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ከምዝውስኹ ናይ ታዝማኒያ ፕሪሜር ኣፍሊጡ። ንምግታእ ለበዳ ዝተወስደ ስጉምቲታት ድሕሪ ዉሑድ ሳምንታት ዳግም ከምዝግምግምዎ ሰብ መዚ ኣውስትራሊያ ኣፍሊጦም። ሱዳናዊያን ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ቻይና ፡ ዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተኸሲቱ ከይከውን ተሰጊኡ። ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝሞቱ ሰባት ከምዝውስኹ ናይ ታዝማኒያ ፕሪሜር ኣፍሊጡ። ንምግታእ ለበዳ ዝተወስደ ስጉምቲታት ድሕሪ ዉሑድ ሳምንታት ዳግም ከምዝግምግምዎ ሰብ መዚ ኣውስትራሊያ ኣፍሊጦም። ሱዳናዊያን ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ምክያዶም ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now