Health Minister Brad Hazzard (AAP Image/Joel Carrett) Source: AAPአርእስታት ዜና፡ ኣብ መልበርን 55 ሚሊሜተር ዝዓቐኑ ዝናብ ብምዝናቡ ዝተፈጥረ ወሓይዝ ህዝባዊ ትራንስፖርት ክደናጒ ምኽንያት ኮይኑ። ኮሮና ቫይረስ ብውሕዱ ፍርቂ ሚእታዊ ካብ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ዝመጽእ ርብዒ ዓመት ከምዘጥፍእ ጸሓፊ federal Treasury መጠንቅውቕታ ሂቡ። ቱርኪን ግሪክን ብጉዳይ ስደተኛታት ኣብዝሰሓሓባሉ ዘለዋ እዋን ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ንግሪክ ይድግፋ ኣለዋ። ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሴ ኣብ ዝግበር ዘተ ኣመሪካ ሃናጺ ተራ ክትጻወት ኢትዮጵያ ሓቲታ፡
አርእስታት ዜና፡ ኣብ መልበርን 55 ሚሊሜተር ዝዓቐኑ ዝናብ ብምዝናቡ ዝተፈጥረ ወሓይዝ ህዝባዊ ትራንስፖርት ክደናጒ ምኽንያት ኮይኑ። ኮሮና ቫይረስ ብውሕዱ ፍርቂ ሚእታዊ ካብ ቁጠባ ኣውስትራሊያ ኣብዚ ዝመጽእ ርብዒ ዓመት ከምዘጥፍእ ጸሓፊ federal Treasury መጠንቅውቕታ ሂቡ። ቱርኪን ግሪክን ብጉዳይ ስደተኛታት ኣብዝሰሓሓባሉ ዘለዋ እዋን ኣባላት ሕብረት ኣውሮጳ ንግሪክ ይድግፋ ኣለዋ። ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሴ ኣብ ዝግበር ዘተ ኣመሪካ ሃናጺ ተራ ክትጻወት ኢትዮጵያ ሓቲታ፡