Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፈደራላዊ ባጀት ፡ ብውሑዱ 5 ቢልዮን ዶላር ወጻኢታት ንምምዕባል ትሕተ ቕርጺ ክምድብዩ። ** ኣብ መንጎ ሓይሊታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ምስ ወተሃደራት ኤርትራ ኲናት ይቕጽል፥ ዓለም ለኻዊ ሰብኣዊ ረድኤት ተገቲኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ስደተኛታት ንምእታው ነቲ ናይ ካናዳ ሞዴል ክኽተል ከምዝደሊ ተገሊጹ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፈደራላዊ ባጀት ፡ ብውሑዱ 5 ቢልዮን ዶላር ወጻኢታት ንምምዕባል ትሕተ ቕርጺ ክምድብዩ። ** ኣብ መንጎ ሓይሊታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ምስ ወተሃደራት ኤርትራ ኲናት ይቕጽል፥ ዓለም ለኻዊ ሰብኣዊ ረድኤት ተገቲኡ ከምዘሎ ተገሊጹ። ** መንግስቲ ኣውስትራሊያ ስደተኛታት ንምእታው ነቲ ናይ ካናዳ ሞዴል ክኽተል ከምዝደሊ ተገሊጹ።