Source: Getty Imagesቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ 207 ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ ከምኡ "ውን እንተወሓደ 50 ካብቶም ኣብ እዋን መልከፍቶም ኣብቲ ዉሽጢ ማሕበረሰብ ዝጸንሑ'ዮም። ** ሓይልታት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ፡ ሰንበት [1 ነሓሰ] [ኣብ ሓያሎ ዓበይቲ ከተማታት ፡ ኣንጻር መጥቃዕቲ ጣሊባን ተቓሊሶም።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኒው ሳውዝ ዌልስ 207 ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ ከምኡ "ውን እንተወሓደ 50 ካብቶም ኣብ እዋን መልከፍቶም ኣብቲ ዉሽጢ ማሕበረሰብ ዝጸንሑ'ዮም። ** ሓይልታት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ፡ ሰንበት [1 ነሓሰ] [ኣብ ሓያሎ ዓበይቲ ከተማታት ፡ ኣንጻር መጥቃዕቲ ጣሊባን ተቓሊሶም።