SKIP TO MAIN CONTENT

ታይዋን ምስ ሶማሊ ላንድ ዲፕሎማሲ ዝምድና ምምስራታ ንሶማሊ ያን ቻይናን ኣቖጢዕወን። (ካብ ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

** ቪክቶሪያ ሎሚ 240 ሓድሽ ናይ COVID-19 መልከፍቲን 13 ሞትን ተራእዩ።. **ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ንምግባር ትዝቲ ኣላ ዝበለ በዓል ስልጣን ሱዳን ካብ ስርሑ ተባሪሩ። ** ኣብ መጻኢ ካብ ወጻኢ ዝ ኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣንጻር ኮቪድ 19 ክታበት ክኽተቡ ኣለዎም ንዝብል ሓሳብ ከምዝቕበሎ ናይ ጥዕና ሚኒስተር Greg Hunt ገሊጹ። ** ታይዋን ምስ ሶማሊ ላንድ ዲፕሎማሲ ዝምድና ምምስራታ ንሶማሊያን ቻይናን ኣቖጢዕወን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

** ቪክቶሪያ ሎሚ 240 ሓድሽ ናይ COVID-19 መልከፍቲን 13 ሞትን ተራእዩ።. **ሱዳን ምስ እስራኤል ዝምድና ንምግባር ትዝቲ ኣላ ዝበለ በዓል ስልጣን ሱዳን ካብ ስርሑ ተባሪሩ። ** ኣብ መጻኢ ካብ ወጻኢ ዝ ኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣንጻር ኮቪድ 19 ክታበት ክኽተቡ ኣለዎም ንዝብል ሓሳብ ከምዝቕበሎ ናይ ጥዕና ሚኒስተር Greg Hunt ገሊጹ። ** ታይዋን ምስ ሶማሊ ላንድ ዲፕሎማሲ ዝምድና ምምስራታ ንሶማሊያን ቻይናን ኣቖጢዕወን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now