SKIP TO MAIN CONTENT

ዋና ከተማ ሱዕዲ ሪያድ፡ ብሾሞንተ ዕጡቓት ድሮናትን ሰለስተ ብላስቲክ ሚሳይላትን ተጠቒዓ።(ካብ ዜናታት)

SBS Tigrinya News
This still image taken from video provided by Arab 24 shows Saudi-led forces gathering to retake the international airport of Yemen's rebel-held port Source: Arab 24

ኣርእስታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን፥ ሰራዊት ሱዳን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ንኻል ኣይ ግዜ ከምዝመለሶ ሓይሊታት ሱዳን ገሊጾም ዋና ከተማ ሱዕዲ ሪያድ፡ ብሾሞንተ ዕጡቓት ድሮናትን ሰለስተ ብላስቲክ ሚሳይላትን ተጠቒዓ። ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣህጉር፡ ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮና ኣብዚ ሰሙን ምኽታብ ክትጅምር እያ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን፥ ሰራዊት ሱዳን ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈነወ መጥቃዕቲ ንኻል ኣይ ግዜ ከምዝመለሶ ሓይሊታት ሱዳን ገሊጾም ዋና ከተማ ሱዕዲ ሪያድ፡ ብሾሞንተ ዕጡቓት ድሮናትን ሰለስተ ብላስቲክ ሚሳይላትን ተጠቒዓ። ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣህጉር፡ ናይ ፈለማ ክታበት ኮሮና ኣብዚ ሰሙን ምኽታብ ክትጅምር እያ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now