SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 17 ታሕሳስ 2020 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ፓሪስ ኣብዝተገብረ መጥቃዕቲ ዝተኸሱ 14 ጥርጡራት ተፈሪዶም ** ኒው ሳውዝ ወልስ ክልተ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም... ** ማልካ ለይፉህ ናብ ኣውስትራሊያ ተመሊሳ በቲ 74 ትኽሰሰሉ ዓመጽ ግብረስጋ ንኽትፍረድ ናይ እስራኤል' ሚኒስተር ፍትሒ ፈሪሙ። ** ኣውስትራሊያ ኣንጻር ቻይና ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ጎስጓስ ደው ከተብሎ ሚኒስትሪ ወጻኢ ቻይና ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መላእ እታ ሃገር ሰላም ኣስፊኑ ነጻን ሓቀኛን ምርጫ ክግበር ክጽዕር ኣባል ቤት ምኽሪ ጀርመን ጸዊዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ኣብ ፓሪስ ኣብዝተገብረ መጥቃዕቲ ዝተኸሱ 14 ጥርጡራት ተፈሪዶም ** ኒው ሳውዝ ወልስ ክልተ ሓደሽቲ ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ተረኺቦም... ** ማልካ ለይፉህ ናብ ኣውስትራሊያ ተመሊሳ በቲ 74 ትኽሰሰሉ ዓመጽ ግብረስጋ ንኽትፍረድ ናይ እስራኤል' ሚኒስተር ፍትሒ ፈሪሙ። ** ኣውስትራሊያ ኣንጻር ቻይና ትገብሮ ዘላ ኣሉታዊ ጎስጓስ ደው ከተብሎ ሚኒስትሪ ወጻኢ ቻይና ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መላእ እታ ሃገር ሰላም ኣስፊኑ ነጻን ሓቀኛን ምርጫ ክግበር ክጽዕር ኣባል ቤት ምኽሪ ጀርመን ጸዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now