SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኲንስላንድ ዩኒቨርሲቲ ዝተሰርሐ ናይ ኮሮና ቫይረስ ክታበት ኣብ ኔዘርላንድ ክፍተን እዩ። ካብ ኣርእስታት ዕለታዊ ዜናታት)

SBS Tigrinya News
Australian Prime Minister Scott Morrison (left) and Australian Federal Treasurer Josh Frydenberg elbow bump Source: AAP

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኒው ዚላንድ ዝተኣወጀ ምዕጻው ጽቡቕ ውጽኢት ከምዘምጸአ እንተኾነ ነቲ እገዳታት ንምፍዃስ መደብ ከምዘየለ ተገሊጹ። መራሕቲ ፖለቲካ ኣንጻር ኮሮና ቫይረስ ንዝግበር ዘሎ ቃልሲ ፖለቲካዊ መልኽዕ ከየትሕዝዎ ትካል ዉድብ ጥዕና ጸዊዑ። ኣብ ኒውዮርክ ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ዘባት እቶም ዝበዝሑ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያንን ምዃኖም ተፈሊጡ። በርኒ ሳንድረስ ካብ ውድድር ሕጹይ ዲሞክራሲያዊይን ንፕረሲደንትት ኣመሪካ ወጺኡ። ኣብ ታሪኽ ኣውስትራሊያ ዝዓበየ ቁጠባዊ ስጉምቲ ዝኾነ ናይ 130 ቢሊዮን ዶላር ኮሮናቫይረስ ድጎማ ደሞዝ ሰነት ኣጽዲቑ። ኣህጉራዊ በረራታት ብምቁራጾም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 550 ሚሊዮን ዶላር ከምዝኸሰረ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኒው ዚላንድ ዝተኣወጀ ምዕጻው ጽቡቕ ውጽኢት ከምዘምጸአ እንተኾነ ነቲ እገዳታት ንምፍዃስ መደብ ከምዘየለ ተገሊጹ። መራሕቲ ፖለቲካ ኣንጻር ኮሮና ቫይረስ ንዝግበር ዘሎ ቃልሲ ፖለቲካዊ መልኽዕ ከየትሕዝዎ ትካል ዉድብ ጥዕና ጸዊዑ። ኣብ ኒውዮርክ ብኮሮናቫይረስ ዝሞቱ ዘባት እቶም ዝበዝሑ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያንን ምዃኖም ተፈሊጡ። በርኒ ሳንድረስ ካብ ውድድር ሕጹይ ዲሞክራሲያዊይን ንፕረሲደንትት ኣመሪካ ወጺኡ። ኣብ ታሪኽ ኣውስትራሊያ ዝዓበየ ቁጠባዊ ስጉምቲ ዝኾነ ናይ 130 ቢሊዮን ዶላር ኮሮናቫይረስ ድጎማ ደሞዝ ሰነት ኣጽዲቑ። ኣህጉራዊ በረራታት ብምቁራጾም መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 550 ሚሊዮን ዶላር ከምዝኸሰረ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now