SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 9 ሕዳር 2020

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሰልፊ ሪፑብሊካዊያን ካብ ቀንዲ ተጠመቲ መራሕቲ ኮይኑ ከምዝቕጽል ሰኔተር ሚት ሮምኒ ገሊጹ፡ እቲ ፕረሲደንት ግን ነቲ ዉጽኢት ምርጫ ዳግማይ ክፍቀድ ክሓትት መሰሉ እዩ ኢሉ። ** ምስ ናይ ኣመሪካ ምሩጽ ፕረሲደንት ጆ ባይደን. ኮይኑ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምምካትን ወዲቑ ዘሎ ቁጠባ ንምብርባርን ብሓባር ክሰርሕ ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ተስፋኡ ገሊጹ። ** ኣብ ቪክቶሪያ ብሰንኪ ለበዳ ዝጸንሐ ቐይዲ ሓደ ንቕድሚት ስጉሚ ሰጒሙ፥ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ደቂ መልበርን ናብ ዞባታት ቪክቶሪያ ክንቀሳቐሱ ተፈቒዱ። ** ኣብ ዓለም ቁጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ልዕሊ 50 ሚልዮን በጺሑ፡ ርብዒ ካብዚ ኣብ ካልኣይ ማዕበል መልከፍቲ ዝተኸስተ እዩ። **ኣብ ትግራይ ሃንደበት ባንክታት ስለዝተዓጽዋ ሰባት ዕለታዊ መሰረታዊ ድሌቶም ዘማልኡሉ ገንዘብ ይውሕዶም ከም ዘሎ ይግለጽ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now