SKIP TO MAIN CONTENT

እኹል ናይ መወሸቢ ቦታ እንተዘይተዳልዩ፡ ዜጋታት ኣውስትራሊያ፡ ግዚያዊ ስደተኛታትን ወጻእተኛታት ተመሃሮን ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ከምዘየፍቅድ፡ በዓል ስልጣን ኢሚግረሽን ኣፍሊጡ።

SBS Tigrinya News
Source: SBS

**ኣብ ሓደ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ተፈጢሩ ንዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምቁጽጻር ሰብ መዚ ይረባረቡ ኣለዉ። ** ፓሪስን ዓበይቲ ከተማታት ፈረንሳን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁወን። ** ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምስታይ ኣልኮላዊ መስተ እወታዊ ጽልዋ ከምዘምጸአ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ** ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ ኣመሓዳሪ ከሰላ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

**ኣብ ሓደ ዞባ ናይ ቪክቶሪያ ተፈጢሩ ንዘሎ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምቁጽጻር ሰብ መዚ ይረባረቡ ኣለዉ። ** ፓሪስን ዓበይቲ ከተማታት ፈረንሳን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁወን። ** ኮሮና ቫይረስ ኣብ ምስታይ ኣልኮላዊ መስተ እወታዊ ጽልዋ ከምዘምጸአ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። ** ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዘሎ ቅልውላው ንምፍታሕ ኣመሓዳሪ ከሰላ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now