ግብጽን ኢትዮጵያን ብጉዳይ ምምላእ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ ወጥሪ ከምዝርከባን፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ተዘኪሮ ምውዓሉን ዝምልከትን ካልእ ሓጸርቲ ጸብጻብን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
- ፕረሲደንት ኣልሲሲ፡ ኣብ ዉሽጢን ወጻእን ሃገራዊ ጸጥታ ግብጺ ክሕሎ ሰራዊቱ ድልው ክኸውን ኣዚዙ።
- ሓለቓ ስታፍ ናይ ፕረሲደንት ኮንጎ $A70 ሚልዮን ዶላር ብምስራቑ ን 20 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ።
- ብዛዕባ ፈለግ ኣባይ ክግበር ዝቐነየ ናይ ሰለስተ ሃገራት ብዘይስምምዕ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያ ነቲ ሓጽቢ ማይ ካብ ምምላእ ዝዓግተኒ ሓይሊ የለን ኢላ።
- መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ዉሽጢ ሃገርን ወጻኢን ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ዘኪርዎ ውዒሎ።
Share






