SKIP TO MAIN CONTENT

ኮሮና ቫይረስ ዘለዎም ከባቢታት ንምፍላይ ተመራመርቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ናይ መስመራት ርስሓት ፈተናታት ይገብሩ ኣለዉ።(ካብ ዕለታዊ ዜና)

SBS Tigrinya News
International Monetary Fund Managing Director Kristalina Georgieva (AP Photo/Jose Luis Magana, File) Source: FR159526 AP

አርእስታት ዜና፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተዓዘብቲ ኣብዘይብሉ ስታዲዮማት ስፖርታዊ ጸወታታት ብዉሑስ ክግበር ይከኣልዩ ክብል ናይ ኣመሪካ ላዕለዋይ ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት, ገሊጹ። ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ንኣመሪካዊያን ዜጋታት ክወሃብ ዝተመደበ ገንዘብ ናብ ባንክ ሕሳብ ዜጋታት ክኣቱ ጀሚሩ። ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዓለም ኣይሃበረን ተባሂሉ ዝቐርበሉ ዘሎ ወቐሳ ዉድብ ጥዕና ዓለም [[W-H-O]] ነጽኢግዎ። ናይ ፈረንሳን ጀርመንን ዝርከብዎም መራሕቲ ዓለም ኣብ ጎኒ W-H-O ኮይኖም ነቲ ዉድብ ደገፎም ይገልጹ ኣለዉ።.

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተዓዘብቲ ኣብዘይብሉ ስታዲዮማት ስፖርታዊ ጸወታታት ብዉሑስ ክግበር ይከኣልዩ ክብል ናይ ኣመሪካ ላዕለዋይ ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት, ገሊጹ። ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ንኣመሪካዊያን ዜጋታት ክወሃብ ዝተመደበ ገንዘብ ናብ ባንክ ሕሳብ ዜጋታት ክኣቱ ጀሚሩ። ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዓለም ኣይሃበረን ተባሂሉ ዝቐርበሉ ዘሎ ወቐሳ ዉድብ ጥዕና ዓለም [[W-H-O]] ነጽኢግዎ። ናይ ፈረንሳን ጀርመንን ዝርከብዎም መራሕቲ ዓለም ኣብ ጎኒ W-H-O ኮይኖም ነቲ ዉድብ ደገፎም ይገልጹ ኣለዉ።.

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now