New Zealand Prime Minister Jacinda Ardern speaking after election victory during the New Zealand Labour party election night Source: AAPቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ መልበርን ብዘሎ ናይ ኮሮና ቫይረስ ዕጽዋ፥ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንወነንቲ ቢዝነስ ከምዝሓዝነሎም ገሊጹ። ** ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ጎዲሉ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታት ኣውስትራሊያ ምስዚ ዝለዋወጥ ዘሎ ቁጠባ ኣብ ጸገም ትኣቱ ኣላ ክብል ሓደ ጸብጻብ ቢዝነስ ኣፍሊጡ። ** ዓቃቢ ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኲናት ዓለም ናብ ኻርቱም ኣትዩ። ** ብጃሲንዳ ኣርደርን ዝምራሕ ሰልፊ ዕዮ ኒውዚላንድ ብዓብላሊ ኣብ ዝተዓወተሉ ምርጫ፡ ኤርትራዊ-ኒውዚላንዳዊ ኢብራሂም ዑመር ሓድሽ ኣባል ባይቶ እቲ ሰልፊ ኮይኑ።
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ መልበርን ብዘሎ ናይ ኮሮና ቫይረስ ዕጽዋ፥ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንወነንቲ ቢዝነስ ከምዝሓዝነሎም ገሊጹ። ** ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ጎዲሉ ዘሎ ብዝሒ ስደተኛታት ኣውስትራሊያ ምስዚ ዝለዋወጥ ዘሎ ቁጠባ ኣብ ጸገም ትኣቱ ኣላ ክብል ሓደ ጸብጻብ ቢዝነስ ኣፍሊጡ። ** ዓቃቢ ሕጊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኲናት ዓለም ናብ ኻርቱም ኣትዩ። ** ብጃሲንዳ ኣርደርን ዝምራሕ ሰልፊ ዕዮ ኒውዚላንድ ብዓብላሊ ኣብ ዝተዓወተሉ ምርጫ፡ ኤርትራዊ-ኒውዚላንዳዊ ኢብራሂም ዑመር ሓድሽ ኣባል ባይቶ እቲ ሰልፊ ኮይኑ።