ዕለታዊ ዜና 19 ሕዳር 2020 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News

Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** እቲ ፈርዩ ዘሎ ክታበታት ኣብዝተፈላለዩ ዕድመን ዓሌትን ዘለዉ ህዝቢታት ብማዕረ ከምዝሰርሕ ኣረጊጾም ኣለዉ። ** ጃፓንን ኣውስትራሊያን ፈሪመናሉ ዘለዋ ወተሃደራዊ ስምምዕ ንሃገራዊ ጸጥጣኣ ስግኣት እንተኾይኑ ክልቲኤን ሃገራት ዋጋ ክኸፍላሉ እየን ክትብል ቻይና ኣጠንቂቓ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ጉሊሶ ኣብ ተወኣልዶ ኣምሓራ ጭፍጨፋ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብዝሓለፉ 2 ሳምንታት 142 ዕጡቓት ኦነግ ቀቲለን ኣቑሲለን ክብል መንክስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ** ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ሽረን ራያን ኣትዩ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ፥ ዶክተር ደብረጽየን ኣሚኑ። ** ኣብ Rugby League, Queensland ኣብ ግጥም State of Origin 20 ነጥቢ ብ 14 ብምስዓር ድሕሪ 3 ዓመታት ተዓዋቲት ኮይኑ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service