SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። (ካብ ዜናታት)

News
Source: SBS

አርእስታት ዜና፡ ብሰንኪ ፍርሒ ምስፍሕፋሕ ኮሮናቫይረስ ቱርኪ፥ ፓኪስታን፥ ኣፍጋኒስታንን ኣርመኒያን ምስ ኢራን ዘለወን ዶብ ንግዜኡ ዓጼናኦ። ንወግዓዊ ምብጻሕ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ክበሃል ኣብ ከባቢ ህንዲ ጸጥታ ተጠናኺሩ> ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ንዝኽሪ መበል 45 ህልቂት ኣብ ኣስመራ ናይ ኤግዚቢሽን ምርኢት ኣብ ኣስመራ ተጌሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ብሰንኪ ፍርሒ ምስፍሕፋሕ ኮሮናቫይረስ ቱርኪ፥ ፓኪስታን፥ ኣፍጋኒስታንን ኣርመኒያን ምስ ኢራን ዘለወን ዶብ ንግዜኡ ዓጼናኦ። ንወግዓዊ ምብጻሕ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ክበሃል ኣብ ከባቢ ህንዲ ጸጥታ ተጠናኺሩ> ኣብ ከተማ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ናይ ደገፍ ሰላማዊ ሰልፊ ዝገብሩ ዝነበሩ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ንዝኽሪ መበል 45 ህልቂት ኣብ ኣስመራ ናይ ኤግዚቢሽን ምርኢት ኣብ ኣስመራ ተጌሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now