ኣብዚ ሰሙን እዚ ግጭት እስራኤል-ፍልስጤማውያን ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ፡ ሓያሎ ኣዘዝቲ ሓማስ ዝርከብዎም 65 ሰባት ከም እተቐትሉ ፡ ሰበ-ስልጣን ጋዛ ሓቢሮም። (ካብ ዜና)

Source: Getty Images
ኣርእስታት ዜና... * * ኣውስትራሊያ 25 ሚልዮን ዶስ ናይ ሞደርና ዶስ ክታበት ክትዕድግ ወዲኣ... * * ኣብ መንጎ እስራኤላውያንን ወተሃደራት ሓማስን ዝካየድ ዘሎ ግጭት በርቲዕሉ ዘሎ እዋን ናብ ምሉእ ኲናት ከይዓርግ ተሰጊኡ * * ዩዌሪ ሙሴ ቬኒ ንሻድሻይ እዋን ፕረሲደንት ክከውን ቃል ማሕላ ፈጺሙ።
Share