SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሓሽፈራይ ተኣሲሮም ካብ ዝጸንሑ ተወላዶ ኳዜን ዞባ ማእከል ዝበዝሑ ከምተፈትሑ ሓበሬታ ተረኺቡ። (ካብ ዜናታት)

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ክፍለግዝኣታት ዘሎ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ በዚ ዘለዎ ትሑት መጠን እንተቐጺሉ፡ ኣውስትራሊያ ኣብ ዉሽጢ ሓድሕድ ዶባት ግዝኣታት ቅድሚ ክሪስማስ ክኽፈት ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። ** መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሽወደንን ዝፈሸለ ሸርሕታትን ከቐጽላ ይጽዕራ አለዋ ክብል ከሲሱ። ክልል ትግራይ ተቛዳሲት እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ ኣሎ ዝበሎ ምዕባለ ተቛዳሲት ከይትኸውን ብህወሓት ጅሆ ተታሒዛ ኣላ ኢሉ። ** ፕሪሜር ኲንስላንድ Palaszczuk ኣብ ኣውስትራሊያ ንፈለማ እዋን ንሳልሳይ እዋን ትምረጽ ዘላ ኣንስተይቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ። ** ቪክቶሪያ ንሰለስተ ተኸታታሊ መዓልታት ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈን ዝሞተን ኣየመዝገበትን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ኣብ ክፍለግዝኣታት ዘሎ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ በዚ ዘለዎ ትሑት መጠን እንተቐጺሉ፡ ኣውስትራሊያ ኣብ ዉሽጢ ሓድሕድ ዶባት ግዝኣታት ቅድሚ ክሪስማስ ክኽፈት ተኽእሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። ** መንግስቲ ኤርትራ ንሕብረት ኤውሮጳን ሽወደንን ዝፈሸለ ሸርሕታትን ከቐጽላ ይጽዕራ አለዋ ክብል ከሲሱ። ክልል ትግራይ ተቛዳሲት እቲ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተጀሚሩ ኣሎ ዝበሎ ምዕባለ ተቛዳሲት ከይትኸውን ብህወሓት ጅሆ ተታሒዛ ኣላ ኢሉ። ** ፕሪሜር ኲንስላንድ Palaszczuk ኣብ ኣውስትራሊያ ንፈለማ እዋን ንሳልሳይ እዋን ትምረጽ ዘላ ኣንስተይቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ። ** ቪክቶሪያ ንሰለስተ ተኸታታሊ መዓልታት ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፈን ዝሞተን ኣየመዝገበትን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now