ድምር ዕዳ ኢትዮጵያ 2.01 ትሪልየን ብር ከም ዝበጽሐ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ገይሩዎ፡፡(ዕለታዊ ዜና 04 ጥሪ 2021)

Source: Getty Images
ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ነበርቲ ከተማ ሲድኒ ኣብ ውሽጢ እንተሃልዮም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ክገብሩ ከድልዮም’ዩ፡ *** ሓደ ዓመት ሞት ኢራናዊ ጀነራል ቓስም ሶሌማኒ ንምዝካር ኣሻሓት ሓዘንተኛታት ኣብቲ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ባቕዳድ ዘምርሕ ጽርግያ ሰልፊ ጌሮም። *** ድምር ዕዳ ኢትዮጵያ 2.01 ትሪልየን ብር ከም ዝበጽሐ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ገይሩዎ፡፡ *** ግብጺ ምቕጻል ዘተ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሰነድ ሕብረት ኣፍሪቃ ነጺጋቶ።
Share