Source: SMedias**ናይ ሕብረት ኣውሮጳ ፖሊሲ ስደተኛታት ክዕረ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ኣካታዒ እማመ ኣሚሙ። ** ቪክቶሪያ ሎሚ 12 ሰባት ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉን 2 ሰባት ከምዝሞቱን ተገሊጹ። ** ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ነበርቲ ኒው ሳውዝ ወልስ ብነጻነት ናብ ደቡብ ኣውስትራሊኣ ምጓዓዝ ጀሚሮም ኣለዉ። **ኣብ ገማግም ታዝማኒያ ተገፊዖም ካብ ዝመጹ ዓሳ ነባሪ 70 ድሒኖም፡ ኣስታት 380 ሞይቶም፡
**ናይ ሕብረት ኣውሮጳ ፖሊሲ ስደተኛታት ክዕረ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ኣካታዒ እማመ ኣሚሙ። ** ቪክቶሪያ ሎሚ 12 ሰባት ብ ኮቪድ-19 ዝተለኽፉን 2 ሰባት ከምዝሞቱን ተገሊጹ። ** ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ነበርቲ ኒው ሳውዝ ወልስ ብነጻነት ናብ ደቡብ ኣውስትራሊኣ ምጓዓዝ ጀሚሮም ኣለዉ። **ኣብ ገማግም ታዝማኒያ ተገፊዖም ካብ ዝመጹ ዓሳ ነባሪ 70 ድሒኖም፡ ኣስታት 380 ሞይቶም፡