SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (4 ሕዳር 2021)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና * ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ነኣሽቱ ቆልዑ ክታበት ኮቪድ ክወስዱ እዮም ዝብል ውሳነ ዘይተርፍ ኮይኑ ኣሎ። ** ኣብ ውግእ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ኵሎም ወገናት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ከም ዝፈጸሙ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ገሊጹ። *** ሓንቲ ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ ንሓንቲ ጥሮታ ዝወጸት ብዓልቲ ስልጣን ኮምዩኒስት ብጾታዊ ዓመጽ ከሲሳቶ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና * ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ነኣሽቱ ቆልዑ ክታበት ኮቪድ ክወስዱ እዮም ዝብል ውሳነ ዘይተርፍ ኮይኑ ኣሎ። ** ኣብ ውግእ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ኵሎም ወገናት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ገበን ከም ዝፈጸሙ ጸብጻብ ው.ሕ.ሃ. ገሊጹ። *** ሓንቲ ቻይናዊት ተጻዋቲት ተኒስ ንሓንቲ ጥሮታ ዝወጸት ብዓልቲ ስልጣን ኮምዩኒስት ብጾታዊ ዓመጽ ከሲሳቶ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now