SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 ለካቲት 2021

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ነበርቲ ዉሽጢ ከተማ ፐርዝን ክልተ ኣብዙርያኡ ዝነብሩ ዞባታትን ካብ ሎሚ ንግሆ ኣትሒዞም ንሓሙሽተ መዓልታት፡ ኣብ ጽኑዕ ዕጽዋ ኣትዮም። ** መራሒት ማይንማር ኣን ሳን ሱቺን ላዕለዎት ሰብመዚ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ** ዉዱብ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣስማት ሕጹያት መሰጋገሪ መንግስቲ ሊብያ ብወግዒ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ነበርቲ ዉሽጢ ከተማ ፐርዝን ክልተ ኣብዙርያኡ ዝነብሩ ዞባታትን ካብ ሎሚ ንግሆ ኣትሒዞም ንሓሙሽተ መዓልታት፡ ኣብ ጽኑዕ ዕጽዋ ኣትዮም። ** መራሒት ማይንማር ኣን ሳን ሱቺን ላዕለዎት ሰብመዚ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም። ** ዉዱብ ሕቡራት መንግስታት፡ ኣስማት ሕጹያት መሰጋገሪ መንግስቲ ሊብያ ብወግዒ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now