SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና፥ ሓሙስ 12 ሕዳር 2020

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ክታበት ናይ ኮቪድ-19 ካብ ዝመጽእ ወርሒ ከምዝጅምር ናይ ኣመሪካ ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማም Dr Anthony Fauci ገሊጹ። ** ኣብ ግዝኣት ጆርጂያ ነቲ ዝተገብረ ፕረሲደንታዊ ድምጺ ዳግም ይቑጸር ኣሎ። ** ኣብ ዓለም ከም ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝነውሐ ዓመታት ዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስተር ባሕሬን ዓሪፉ ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኲናት ኤርትራ ትሳተፎ ኣላ ንዝብል ክሲ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣሉታ ሂብሉ። ** ኣብ ቶክዮ ዝግበር ጸወታታት ኦሎምፒክ ብምጡን ቁጽሪ ሰብ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክግበር ከምዝከኣል ኣህጉራዊ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፡ ** ክታበት ናይ ኮቪድ-19 ካብ ዝመጽእ ወርሒ ከምዝጅምር ናይ ኣመሪካ ኪኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማም Dr Anthony Fauci ገሊጹ። ** ኣብ ግዝኣት ጆርጂያ ነቲ ዝተገብረ ፕረሲደንታዊ ድምጺ ዳግም ይቑጸር ኣሎ። ** ኣብ ዓለም ከም ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ ዝነውሐ ዓመታት ዝገበረ ቀዳማይ ሚኒስተር ባሕሬን ዓሪፉ ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ኲናት ኤርትራ ትሳተፎ ኣላ ንዝብል ክሲ ሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣሉታ ሂብሉ። ** ኣብ ቶክዮ ዝግበር ጸወታታት ኦሎምፒክ ብምጡን ቁጽሪ ሰብ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክግበር ከምዝከኣል ኣህጉራዊ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now