Source: Getty Images** ኣብ ምዕራብ ሲድኒ ብርቱዕ ዝናብ ይሃርም ስለዘል ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ኣባይቶም ክወጹ ተገዲዶም ... ** መራሕቲ ኅብረት ኣፍሪቃ ፡ ነቲ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዶብ ንምስጋአ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ዝወርድ ግፍዒ ከም ዘተሓሳሰቦም ገሊጾም... ** ሩስያዊ ቢልዮነር ሮማን ኣብራሞቪች ፡ ንክለብ ቸልሲ ክሸጠ መደብ ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ ።
** ኣብ ምዕራብ ሲድኒ ብርቱዕ ዝናብ ይሃርም ስለዘል ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ተቐማጦ ፡ ካብ ኣባይቶም ክወጹ ተገዲዶም ... ** መራሕቲ ኅብረት ኣፍሪቃ ፡ ነቲ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዶብ ንምስጋአ ዘሎ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ዝወርድ ግፍዒ ከም ዘተሓሳሰቦም ገሊጾም... ** ሩስያዊ ቢልዮነር ሮማን ኣብራሞቪች ፡ ንክለብ ቸልሲ ክሸጠ መደብ ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ ።