SKIP TO MAIN CONTENT

ፕ/ት ዘለንስኪ ሓይልታት ሩሲያ ሰኑይ ንናይ ዩክሬይን መከላኸሊ ትካላት ከጥቅዑ ትጽቢት ይገብር ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 7 መጋ 22)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

** ሓይልታት ሩስያ ንዝሓዝዎ ትካል ኑክሌስ ዩክሬና፡ ኣብ ትሕቲ ኣዘዝቲ ሩስያዊያን ኮይኖም ፡ራሕተኛታት ዩክሬናዊ ያን ኣብ የካይድዎ ኣለዉ ። ** ሬሳ ናይቲ ፍሉጥ ተጻዋቲ ክርኬትን መርኣያ ስፖርት መልበርን ዝኾነ ሸን ዋርነ ፡ ንመስርሕ መርመራ ክጅምር ኣብ ከተማ ሱራት ታኒ ኣትዩ ኣሎ ** ሓይሊ ዕማም ጸጥታን ድሕነትን ኢትዮጵያ ኣብ በዓላት ዝኽሪ ዓድዋን ካራማራን ብሄር ኣብ ልዕሊ ብሄር ሃይማኖት ኣብ ልዕሊ ሃይማኖት ከባእሱ ዝፈተኑ ዝበሎም ይኣስር ** ኣብ መክሲኮ ዝተገብረ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ብዝተፈጥረ ዕግርግር ብዙሓት ቆሲሎም

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

** ሓይልታት ሩስያ ንዝሓዝዎ ትካል ኑክሌስ ዩክሬና፡ ኣብ ትሕቲ ኣዘዝቲ ሩስያዊያን ኮይኖም ፡ራሕተኛታት ዩክሬናዊ ያን ኣብ የካይድዎ ኣለዉ ። ** ሬሳ ናይቲ ፍሉጥ ተጻዋቲ ክርኬትን መርኣያ ስፖርት መልበርን ዝኾነ ሸን ዋርነ ፡ ንመስርሕ መርመራ ክጅምር ኣብ ከተማ ሱራት ታኒ ኣትዩ ኣሎ ** ሓይሊ ዕማም ጸጥታን ድሕነትን ኢትዮጵያ ኣብ በዓላት ዝኽሪ ዓድዋን ካራማራን ብሄር ኣብ ልዕሊ ብሄር ሃይማኖት ኣብ ልዕሊ ሃይማኖት ከባእሱ ዝፈተኑ ዝበሎም ይኣስር ** ኣብ መክሲኮ ዝተገብረ ጸወታ ኲዕሶ እግሪ ብዝተፈጥረ ዕግርግር ብዙሓት ቆሲሎም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now