SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 20 ግንቦት 2021 SBS ትግርኛ

News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ ** እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ጋዛ እትኽተሎ ስትራተጂ ተጣበቐሉ ፡ ትካላት ረድኤት ንኣማእታት ኣሽሓት ሰባት ሓገዝ ክበጽሓ ይቃለሳ ኣለዋ ፡... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምትብባዕ ዝሓሸ ሜላ ንኽህሉ ናይ ሕክምና ክኢላታት ይጽውዑ ኣለው... ሰኔት አሜሪካ ኩናት ኣብ ትግራይ ጠጠው ክብል፣ ዘይተገደበ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቀድን ዝተፈጸመ ገበን ብዘይሻራዊ ወገን ክምርመር ዝሓትት እማመ 97 ኣሕሊፉ። ** ኣብ እዋን ምምሕዳር ባይደን ንፈለማ እዋን ካብ ኣመሪካን ሩስያን ዝመጹ ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት ገጽ ንገጽ ተራኺቦም ተዛትዮም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፥ ** እስራኤል ነቲ ኣብ ልዕሊ ጋዛ እትኽተሎ ስትራተጂ ተጣበቐሉ ፡ ትካላት ረድኤት ንኣማእታት ኣሽሓት ሰባት ሓገዝ ክበጽሓ ይቃለሳ ኣለዋ ፡... ** ኣብ ኣውስትራሊያ ክታበት ኮቪድ-19 ንምትብባዕ ዝሓሸ ሜላ ንኽህሉ ናይ ሕክምና ክኢላታት ይጽውዑ ኣለው... ሰኔት አሜሪካ ኩናት ኣብ ትግራይ ጠጠው ክብል፣ ዘይተገደበ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቀድን ዝተፈጸመ ገበን ብዘይሻራዊ ወገን ክምርመር ዝሓትት እማመ 97 ኣሕሊፉ። ** ኣብ እዋን ምምሕዳር ባይደን ንፈለማ እዋን ካብ ኣመሪካን ሩስያን ዝመጹ ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታት ገጽ ንገጽ ተራኺቦም ተዛትዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now