ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (03 ጥሪ 2022)

Source: SBS Tigrinya
** ስርዓተ ጥዕና ኒው ሳውዝ ወልስ ብሰንኪ እናበዝሐ ዝኸይድ ዘሎ መልከፍቲ ናብ ሆስፒታል ብዝኣቱ ብዝሒ ጸቕጢ በዚሕዎ። **እስራኤል ልዕሊ 60 ዓመት ዕድሚኦም ራብዓይ ዶስ ክትህብ እያ። ** ሊዮነል መሲ ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ተጻወቲ ጋንታ Paris Saint Germain ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ ኮይኑ።
Share
Source: SBS Tigrinya
SBS World News