SKIP TO MAIN CONTENT

ሱዳን ነቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዝበዝሐ ግዝኣታት ከምዝተቖጻጸረቶ ኣፍሊጣ። (ዕለታዊ ዜና 28 ታሕሳስ 2020)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ትማሊ ኣብ ኤርትራ 47 ተወሰኽቲ ብኮቪድ 19 ዝተለኽፉ ዜጋታት ከምዝተረኽቡ ተገሊጹ። *** ኣብ ሲድኒ ሃርበር ዝግበር ናይ ድሮ ሓድሽ ዓመት ርችት ብጽኑዕ እገዳ ስድራቤታት ኣብ ደገ ዝዕዘብሉን ኩነታት ክግበር ምዃኑ ተገሊጹ።. *** ኣውሮጳ ፋይዘር ባዮንቴክ ክታበት ብምኽታብ ሰፊሕ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ወፍሪ ተጀሚሩ። *** ብዓይነት ናይ ፈለማ ዝተባህለሉ ንካንሰር ደም ዝፍውስ መድሓኒት ሕሙማት ብዓቕሞም ንምግዛእ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ትማሊ ኣብ ኤርትራ 47 ተወሰኽቲ ብኮቪድ 19 ዝተለኽፉ ዜጋታት ከምዝተረኽቡ ተገሊጹ። *** ኣብ ሲድኒ ሃርበር ዝግበር ናይ ድሮ ሓድሽ ዓመት ርችት ብጽኑዕ እገዳ ስድራቤታት ኣብ ደገ ዝዕዘብሉን ኩነታት ክግበር ምዃኑ ተገሊጹ።. *** ኣውሮጳ ፋይዘር ባዮንቴክ ክታበት ብምኽታብ ሰፊሕ ናይ ኮቪድ-19 ክታበት ወፍሪ ተጀሚሩ። *** ብዓይነት ናይ ፈለማ ዝተባህለሉ ንካንሰር ደም ዝፍውስ መድሓኒት ሕሙማት ብዓቕሞም ንምግዛእ ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራሊያ ከምዝሕግዝ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now