SKIP TO MAIN CONTENT

“ሐዚ ናብ ምሉእ መኸተ ወራር ኢና ኣቲና ዘለና ብኹሉ ወገን ክንውልዓ ኢና። ኩላ ትግራይ ረመጽ ክንገብራ ኢና።”D

Homeland Report

ኣብ መንጎ ሓይልታት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ፈደራል መንግስቲን ዝግበር ዘሎ ኲናት ከምዝቐጸለን፡ ብወገን ክልል ኣምሓራ ሰራዊቶም ናብ ከባቢ ሑመራ ይኣትዉ ከምዘለዉ ክገልጹ'ከለዉ፡ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ግና ክንዮ ዶብ ትግራይ ናብ ርሑቕ ከይድናውን ክንድምስሶም ኢና ክብል ገሊጹ ኣሎ። ገለ ካብቲ ፕረሲደንት ትግራይ ዘቕረቦ መግለጺ ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና። "ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩሉ ኣጽዋር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽርና እዩ ኣትዩ።" "ንህዝቢን ሰራዊትን ኤርትራ ዝገበርናዮ መጸዋዕታ ኣወንታ መልሲ ረኺቡ ኣሎ።"

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መንጎ ሓይልታት ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ፈደራል መንግስቲን ዝግበር ዘሎ ኲናት ከምዝቐጸለን፡ ብወገን ክልል ኣምሓራ ሰራዊቶም ናብ ከባቢ ሑመራ ይኣትዉ ከምዘለዉ ክገልጹ'ከለዉ፡ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ግና ክንዮ ዶብ ትግራይ ናብ ርሑቕ ከይድናውን ክንድምስሶም ኢና ክብል ገሊጹ ኣሎ። ገለ ካብቲ ፕረሲደንት ትግራይ ዘቕረቦ መግለጺ ኣብዚ ኣቕሪብናዮ ኣለና። "ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩሉ ኣጽዋር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽርና እዩ ኣትዩ።" "ንህዝቢን ሰራዊትን ኤርትራ ዝገበርናዮ መጸዋዕታ ኣወንታ መልሲ ረኺቡ ኣሎ።"

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now