SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 23 ሕዳር 2020 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ናብ መቐለ ዝግበር መጥቃዕቲ ቅድሚ ምጅማሩ ሓይሊታት ትግራይ ናብ መንግስቲ ኢዶም ክህቡ 72 ሰዓታት ዕድል ከምዝተዋህቦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። *** ኣብ ቡርኪናፋሶ መራሒ ናይቲ ዝዓበየ ተቓዋሚ ሰልፊ ፖለቲካ ፕረሲደንት ኮይኑ እንተተመሪጹ፡ ቀዳምነት ዝህቦ ሃገራዊ ጸጥታ ምዃኑ ገሊጹ። *** ኣብ ቪክቶሪያ ካብ ሎሚ 23 ሕዳር ኣትሒዙ ተወሳኺ ምፍኳስ ቀይዲ ተኣታትዩ፡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ንተኸታታሊ 24 መዓልታት ዝኾነ ናይ ኮሮና ቫይረስ መልከፍቲ ከይተራእየ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ። *** መራሕቲ ሃገራት ዓበይቲ ቑጠባ ዓለም መርመራታትን ክታበታትን ንኹሉ ህዝቢ ብሕሱር ዋጋ ክቐርብ ተሰማሚዖም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ናብ መቐለ ዝግበር መጥቃዕቲ ቅድሚ ምጅማሩ ሓይሊታት ትግራይ ናብ መንግስቲ ኢዶም ክህቡ 72 ሰዓታት ዕድል ከምዝተዋህቦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። *** ኣብ ቡርኪናፋሶ መራሒ ናይቲ ዝዓበየ ተቓዋሚ ሰልፊ ፖለቲካ ፕረሲደንት ኮይኑ እንተተመሪጹ፡ ቀዳምነት ዝህቦ ሃገራዊ ጸጥታ ምዃኑ ገሊጹ። *** ኣብ ቪክቶሪያ ካብ ሎሚ 23 ሕዳር ኣትሒዙ ተወሳኺ ምፍኳስ ቀይዲ ተኣታትዩ፡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ንተኸታታሊ 24 መዓልታት ዝኾነ ናይ ኮሮና ቫይረስ መልከፍቲ ከይተራእየ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ። *** መራሕቲ ሃገራት ዓበይቲ ቑጠባ ዓለም መርመራታትን ክታበታትን ንኹሉ ህዝቢ ብሕሱር ዋጋ ክቐርብ ተሰማሚዖም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now