SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ጀርመን ትካል ሰብኣዊ ኣድሕን ካብ ባሕሪ ሜድትራንያን ናይ ልዕሊ 133 ተሰደድቲ ህይወት ካብ ሞት ከምዘድሓኑ ተፈሊጡ። (SBS ትግርኛ ዜና))

SBS Tigrinya News
Source: SBS

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፥ ** ኣብ ሲድኒ ሓደ ዘዋሪ ታክሲ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉከሎ ን8 መዓልታት ክሰርህ ምስጸንሐ ነቶም ኣብታ ታክሲ ዝተሰቕሉ ይህደኑ ኣለዉ። ** ኣብ እንግሊዝ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ በዚ ዝኸዶ ዘሎ እንተወሲኹ ምሉእ ብምሉእ ናብ ምዕጻው ክት ኣቱ ትኽእልያ ተባሂሉ። ** ናይ ጀርመን ትካል ሰብኣዊ ኣድሕን ካብ ባሕሪ ሜድትራንያን ናይ ልዕሊ 133 ተሰደድቲ ህይወት ካብ ሞት ከምዘድሓኑ ተፈሊጡ። ** ካብ ዝመጽእ ሰኑይ 28 መስከረም ኣብ መልበርን ዘሎ ምዕጻው ቅሩብ ክፎኩስ እንተኾነኳ፡ መንግስቲ ቪክቶሪያ ነቲ ምዕጻው ቅድሚ ግዜኡ ከምዘይከፍቶ ኣፍሊጡ። ** ታጅ ፖጋካር ናይ ፈለማ ስሎቫኒያዊ ተዓዋቲ ዉድድር ብሽግለታ ቱር ዲ ፍራንስ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና ፥ ** ኣብ ሲድኒ ሓደ ዘዋሪ ታክሲ ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉከሎ ን8 መዓልታት ክሰርህ ምስጸንሐ ነቶም ኣብታ ታክሲ ዝተሰቕሉ ይህደኑ ኣለዉ። ** ኣብ እንግሊዝ መልከፍቲ ኮሮና ቫይረስ በዚ ዝኸዶ ዘሎ እንተወሲኹ ምሉእ ብምሉእ ናብ ምዕጻው ክት ኣቱ ትኽእልያ ተባሂሉ። ** ናይ ጀርመን ትካል ሰብኣዊ ኣድሕን ካብ ባሕሪ ሜድትራንያን ናይ ልዕሊ 133 ተሰደድቲ ህይወት ካብ ሞት ከምዘድሓኑ ተፈሊጡ። ** ካብ ዝመጽእ ሰኑይ 28 መስከረም ኣብ መልበርን ዘሎ ምዕጻው ቅሩብ ክፎኩስ እንተኾነኳ፡ መንግስቲ ቪክቶሪያ ነቲ ምዕጻው ቅድሚ ግዜኡ ከምዘይከፍቶ ኣፍሊጡ። ** ታጅ ፖጋካር ናይ ፈለማ ስሎቫኒያዊ ተዓዋቲ ዉድድር ብሽግለታ ቱር ዲ ፍራንስ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now