SKIP TO MAIN CONTENT

ተጣባቒ ኦሮሞ ጸጋየ ኣራርሳ ኣብ ዝነብረሉ ዘሎ ኣውስትራሊያ ብመንግስቲ ኢትዮጵያን ደገፍቱን ኣብ ስግኣት ወዲቑ ከምዘሎ ገሊጹ።

SBS Tigrinya News
Source: SMedias

ካልኦት ዜናታት፥ ** ሎሚ ኣሻሓት ተመሃሮ ቪክቶሪያ ድሕሪ 10 ሳምንታት ናብ ቤት ትምህርቶም ተመሊሶም ክመሃሩ ጀሚሮም። ** ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ምሉእ ብምሉእ ካብ ኮቪድ-19 ከምዝሓወየን ኩነታቱ ንኻልኦት ሓደጋ ከምዘይከውንን ገሊጹ። ** ኮቪድ-19 ኣብ ከም ጥርሙዝ፡ ኣብ ሞባል ተሌፎንን ኣብ ልሙጽ ነገራትን ክሳብ 28 መዓልታት ከይሞተ ከምዝጸንሕ ኣውስትራሊያዊያን ሳይንቲስት ፈሊጦም። **ናብ ጥልያን ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ቱንዚያ ዝተበገሱ 11 ኣፍሪቃዊያን ጃልባኦም ኣብቲ ባሕሪ ብምስባራ ጥሒሎም። **ራፋኤል ናዳል ን ጃኮቪች ስዒሩ ናይ ሎሚ ዓመት ግጥም ባይታ ተኒስ ፍረንች ኦፐን ሻምፕዮን ኮይኑ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ዜናታት፥ ** ሎሚ ኣሻሓት ተመሃሮ ቪክቶሪያ ድሕሪ 10 ሳምንታት ናብ ቤት ትምህርቶም ተመሊሶም ክመሃሩ ጀሚሮም። ** ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ምሉእ ብምሉእ ካብ ኮቪድ-19 ከምዝሓወየን ኩነታቱ ንኻልኦት ሓደጋ ከምዘይከውንን ገሊጹ። ** ኮቪድ-19 ኣብ ከም ጥርሙዝ፡ ኣብ ሞባል ተሌፎንን ኣብ ልሙጽ ነገራትን ክሳብ 28 መዓልታት ከይሞተ ከምዝጸንሕ ኣውስትራሊያዊያን ሳይንቲስት ፈሊጦም። **ናብ ጥልያን ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ቱንዚያ ዝተበገሱ 11 ኣፍሪቃዊያን ጃልባኦም ኣብቲ ባሕሪ ብምስባራ ጥሒሎም። **ራፋኤል ናዳል ን ጃኮቪች ስዒሩ ናይ ሎሚ ዓመት ግጥም ባይታ ተኒስ ፍረንች ኦፐን ሻምፕዮን ኮይኑ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now