SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኣውስትራሊያ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ቁጽሪ ሰባት ቀልጢፉ ክብ ብምባሉ እዛ ሃገር ኣብ ጠርዚ ናይዚ ቅልውላው ምህላዋ ተገሊጹ።

SBS Tigrinya News
IGA's JP Mathews (SBS) Source: SBS

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ቁጽሪ ሰባት ቀልጢፉ ክብ ብምባሉ እዛ ሃገር ኣብ ጠርዚ ናይዚ ቅልውላው ምህላዋ ተገሊጹ። ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ሓደ ወዲ 21 ዓመት ክሳብ ንሕልፈት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከፍርዶ ዝኽእልብግብረሽበራዊ ገበን ተኸሲሱ። ናይ Victoria Premier Daniel Andrews ኮሮናቫይረስ ንምግታእ ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ኣዊጁ። ናይ እስራኤል ፕረሲደንት ሮቨን ሪቭሊን ንመራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ በኒ ጋንዝ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ከቕዉም ናይ ፈለማ ዕድል ክህቦ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

አርእስታት ዜና፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ቁጽሪ ሰባት ቀልጢፉ ክብ ብምባሉ እዛ ሃገር ኣብ ጠርዚ ናይዚ ቅልውላው ምህላዋ ተገሊጹ። ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ሓደ ወዲ 21 ዓመት ክሳብ ንሕልፈት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከፍርዶ ዝኽእልብግብረሽበራዊ ገበን ተኸሲሱ። ናይ Victoria Premier Daniel Andrews ኮሮናቫይረስ ንምግታእ ናይ ህጹጽ ኩነታት ኣዋጅ ኣዊጁ። ናይ እስራኤል ፕረሲደንት ሮቨን ሪቭሊን ንመራሒ ሰልፊ ተቓዋሚ በኒ ጋንዝ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ከቕዉም ናይ ፈለማ ዕድል ክህቦ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now